11790 3 2-25 superintendent - denver public...

35
ፎረም ወለዲ ሱፐርኢንተንደንት 2016 ቦንድን ሚል ሌቪን

Upload: others

Post on 03-Feb-2020

9 views

Category:

Documents


0 download

TRANSCRIPT

Page 1: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ፎረም ወለዲ

ሱፐርኢንተንደንት

2016 ቦንድን ሚል ሌቪን

Page 2: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ቬሮኒካ ፊጎሊ/Veronica Figoli/ሓላፊት፣ ተሳትፎ ወለድን ማሕበረሰብን

2

Page 3: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ህፁፅ ምልክታታት

ትርጉም

3

Page 4: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ዕላማታት ፎረም ወለዲ ሱፐርኢንተንደንት

ግልፂ ዝርርብ

ቀንዲ ተበግሶታት ዲስትሪክት ምክፋል

ደቆም ንምሕጋዝ ሓበሬታን መሳርሕታትን ምክፋል

4

Page 5: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ራኢ ክፍልን

ምሩቕን

መሪሕነት መምህር

ሞያዊ ምትእስሳር2016 ቦንድን ሚል

ሌቪን

/Bond & Mill

Levy/ መዐቀንታትን

ዳህሰሳታትን

ማዕርነትን ኣካቶን

ውልቃዊ

ባእታታትዓወት

ንዕውትነት ተምሃሮና

ኩሉ ናብ ሓደ ምምፃእ

ፎረማ

ትወ

ለዲ

ሱፐ

ርኢ

ንተ

ንደንት

20

15

-16

5

Page 6: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ራኢ

ክፍልን ምሩቕን

መሪሕነት

መምህር

ሞያዊ ምትእስሳር2016 ቦንድን ሚል

ሌቪን

/Bond & Mill

Levy/

መዐቀንታትን

ዳህሰሳታትን

ማዕርነትን ኣካቶን

ውልቃዊ

ባእታታት

ዓወት

2015-16 Superintendent Parent ForumBringing It All Together for the Success of Our Students

ሰፕተምበር 24፣ 2015

ዴሰምበር 17፣ 2015

ኦክቶበር 27፣ 2015

ጃንዋሪ 21, 2016

6

Page 7: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ራኢ

ክፍልን ምሩቕን

መሪሕነት

መምህር

ሞያዊ ምትእስሳር

2016ቦንድን ሚል ሌቪን

/Bond & Mill

Levy/ መዐቀንታትን

ዳህሰሳታትን

ማዕርነትን ኣካቶን

ውልቃዊ

ባእታታት

ዓወት

ፎረም ወለዲ ሱፐርኢንተንደንት 2015-2016ንሰኪዐት ተምሃሮና ኩሉ ናብ ሓደ ምምፃእ

ሎሚ ዴንቨር ናይ ህዝቢ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ 2016-17 ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት ክልልና ካብ ዝነበሮ ዝተሓተ ፈንድ

ብሓደ ተምሃራይ ናይ ስቴት ፈንድ ዝነኣሰ እናረኸበ ከም

ዝቕፅል ተገሚቱ ኣሎ።

እዙይ ማለት ንDPSን ኩሎም ናይ ኮሎራዶ ዲስትሪክት ቤት

ትምህርትታት ዓቢዪ ብድሆ እዩ። ብምኳኑ ከዓ ኣብ

ኖቨምበር 2016 ካብ 2016 ቦንድን ሚል ሌቪ ኦቨርራይድን

ኣማራፂ ፈንድ ንምርካብ ንፅዕር ኣለና።

2016 ቦንድን ሌቪን፡- ቀንዲ

ኢንቨስትመንታት ንዝበለፁ ዕድላት

7

Page 8: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ኣብ መፅሓፍካ እንታይ ኣሎ?

ፎረም ወለዲ

ሱፐርኢንተንደንት

2016 ቦንድንሚል ሌቪን

8

Page 9: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ሱዛና ኮርዶቫ /Susana

Cordova/፣

ግዘያዊ ሱፐርኢንተንደንትን

ዴንቨር ናይ ህዝቢ ኣብያተ ትምህርቲ

9

Page 10: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ኩነታት ፋይናንስ DPSDPS ከመይ እዩ ፈንድ ዝግበር?

• ዴንቨር ናይ ህዝቢ ኣብያተ ትምህርቲ ካብ ፌደራል መንግስቲ፣ ካብ

ኮሎራዶ ስቴትን ካብ ከባቢያዊ ዴንቨር ንብረት ታክስን ፈንድ

ይረክብ።

• እቲ መጠን ስቴትን ከባቢያዊ ፈንድ ኣብ ኮሎራዶ ብደንቢ ፋይናንስ

ቤት ትምህርቲ እዩ ዝውሰን

• DPS፣ ናይ ተምሃሮ መሳርሕታት ንምውሳኽ ብዝገብሮ ፈተነ ንቤት

ትምህርትታትና ተወሰኽቲ ናይ ፈንድ ዕድላት ይደሊ ኣሎ።

o ካብቶም ዕድላት ዝተወሰኑ ንምስ ዴንቨር ናይ ህዝቢ ኣብያተ

ትምህርቲ ፋውንዴሽን ዘለና ሽርክና ምስ ቢል ኤንድ ሚሊንዳ

ፋውንዴሽን የጠቓልል

10

28%

51%

10%

11%

ንDPS ፈንዲንግ

ስቴት ሎካል ፍኤደራል ፍሉይ

Page 11: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ኩነታት ፋይናንስ DPSአብ መምሃሪ ክፍሊ ዶላር ብደንቢ ምጥቃም

DPS ካብ ማእኸል ዝረኽቦ ዝነበረ በጀት ብምቕናስ ናይ መምሃሪ ክፍልታት ፈንድ እናዕበየ ብምቕፃል ካብቶም ካብማእኸላይ ፈንድ ዝነኣሰ መጠን ካብ ዝረኽቡ ዲስትሪክታት ሓደ እዩ

11

Page 12: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ኩነታት ፋይናንስ DPSፈንድ ተምሃሮ ኮሎራዶ እናቐነሰ ይኸይድ ኣሎ

• ኣብ 2009 ኣብ መላእ ቤት ትምህርትታት ተመሳሳሊ ቅነሳ ንምግባር ኣብ ዝብል እቲ ተርጋሚ ሕጊ ሓዱሽ “Negative

Factor” ዝብል ናብቲ School Finance Act formula ወሲኹ ኣሎ

• እቲ “Negative Factor” ኣብ ናይ ኮሎራዶ ፈንድ ቤት ትምህርቲ ዓብዪ ፅዕንቶ ብምሕዳር ብሓደ ተምሃራይ ኣብ 2009

እንረኽቦ ዝነበርና መጠን ክንረክብ ኣይከኣልናን

12

Page 13: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ወይ

ሰደቓ ንጥፈት 1

13

Page 14: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ጋህዲ ወይ ሕልሚ፡- ቤት ትምህርትታት DPS ፈንድ ከመይ ይረኽቡ

እቲ ዝበዝሕ መጠን ፈንድ ቤት ትምህርቲ ካብ ፌደራል መንግስቲ ይርከብሕልሚ - ናይ ከባቢ ታክስ ከፈልትን እቲ ስቴትን እቲ ዝበዝሕ መጠን ፈንድ ቤት ትምህርቲ ይህቡ

ናይ DPS ፈንዲንግ ካብ እቲ ዓብዪ ድቀት ኢኮኖሚ ገና ኣይወፀአን

ጋህዲ - ናይ DPS ፈንዲንግ ኣብ እዋን ድቀት ኢኮኖሚ ኣዝዩ ወሪዱ ነይሩ ብምዃኑ ከዓ ካብቲ ኣብ 2009 ዝነበረ መጠን ንታሕቲ ኣሎ ት

ቤት ትምህርትታት DPS ካብ ታክስታት ማሪዋና ዝርከብ ኣታዊ ዶላር ዕዙዝ መጠን ዘለዎ እቶት ክረኽባ እየን።

ሕልሚ - ታክስታት ማሪዋና ትሑት ሃፍተ ንብረት ንዘለዎም ዲስትሪክታት፣ ብሓፈሻ ንናይ ገጠር ዲስትሪክታት፣ ዝተነፀረ እንትኸውን

ዴንቨር እዙይ ዝኣክል መጠን ካብዚ ፍልፍል ክረከብ እዩ ኢሉ ኣይሓሰበን

14

Page 15: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ማርክ ፈርናንዲኖ /Mark Ferrandino/

ዋና ሓላፊ ፋይናንስ

ደስቲን ክሬስ /Dustin Kress/

ናይ ፕሮግራማት ቦንድን

ሚሌን ማናጀር

15

Page 16: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ዴቪድ ሱፔስ /David Suppes/

ዋና ሓላፊ ስራሕቲ

ደስቲን ክሬስ /Dustin Kress/

ናይ ፕሮግራማት ቦንድን

ሚሌን ማናጀር

16

Page 17: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ቦንድን ሚል ሌቪን እንታይ እዩ?

ሓፈሻዊ ኣገዳዲ ቦንድ ሚል ሌቪ ኦቨርራይድ

ፍልፍል ፈንድ ታክስታት ንብረት ታክስታት ንብረት

ሽፋን ፈንድ

ኣብ ስዓቱ ዝግበር ፈንድ

ንካፒታል ኢንቨስትመንታት ኣብ ዲስትሪክትና ጥራሕ

ዝግበር ፈንድ

ብዓመት ተኣኪቡ ዝወሃብ ፈንድ

ንመካየዲ ስራሕ ወይ ካፒታል ኢንቨስትመንታት ኣብ

ዲስትሪክትና ጥራሕ ዝግበር ፈንድ

ዝፍቀዱ

ኢንቨስትመንታት

• ሓደሽቲ ቤት ትምህርትታት

• ምምሕየሻት ህንፃ/ምትእትታው ዘመናዊነት

• ዕደጋታት መሬት

• ህንፃ ብመሳርሕታት ምዕጣቕ ወይ ምምልካዕ

• ቴክኖሎጂ

ኩሉ ዝተፈቐደ እዩ ብምዃኑ ከዓ DPS ኣብ ታሪኹ

ነዞም ዝስዕቡ ተጠቒምሉ ኣሎ፡-

• መምህራን

• መፃሕፍቲ

• ቴክኖሎጂ

ውሱናት

ኢንቨስትመንታትናይ መሳርሕታት ወፃኢ (መምህራን፣ ኣቕርቦታት) የለን

17

Page 18: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ቦንድን ሚል ሌቪን እንታይ እዩ? - ሰደቓ ንጥፈት

ብቦንድ ወይ ሚል ሌቪ ፈንድ ዝግበሩ ኢንቨስትመንት ኣዛምድ?

ቦንድ ኢንቨስትመንታት ሚል ሌቪ

ምምሕያሽ ሜዳ ኣትልቲክስ

ሓደሽቲ መሳርሕታት ስርዓተ ትምህርቲ

ፕሮግራም ድሕሪ ትምህርቲ

ህንፀት ሓዱሽ ቤት ትምህርቲ

ናይ ፓርኪንግ ቦታ ምኽፋል

ወሃብቲ ቱቶሪያል

ዲዛይናት መምሃሪ ክፍሊ

ቴክኖሎጂ

Page 19: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ቦንድን ሚል ሌቪን እንታይ እዩ? - ሰደቓ ንጥፈት

ብቦንድ ወይ ሚል ሌቪ ፈንድ ዝግበሩ ኢንቨስትመንት ኣዛምድ?

ቦንድ ኢንቨስትመንታት ሚል ሌቪ

x ምምሕያሽ ሜዳ ኣትልቲክስ

ሓደሽቲ መሳርሕታት ስርዓተ ትምህርቲ x

ፕሮግራም ድሕሪ ትምህርቲ x

x ህንፀት ሓዱሽ ቤት ትምህርቲ

x ናይ ፓርኪንግ ቦታ ምኽፋል

ወሃብቲ ቱቶሪያል x

x ዲዛይናት መምሃሪ ክፍሊ

ቴክኖሎጂ x

Page 20: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ፅዕንቶ 2012 ቦንድን ሚል ሌቪን

ሊዝ ዎልፍሰን /LizWolfson/፣ ሓላፊ

መሪሕነት ኣትሌቲክስ ደቂ ኣንስትዮ ቤት

ትምህርቲ /GALS/

20

Page 21: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ዳህሰሳ 2016 ቦንድን

ሌቪን

21

Page 22: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ዳህሰሳ እቲ ዝተሓሰበ 2016 ቦንድን ሚል ሌቪ ኦቨርራይድን

• DPS ንቦርድ ትምህርቲ ምኽሪ ዝህብ ማሕበረሰብ ከይዲ ኣተላልማ ኣጣይሹ ኣሎ

• እቲ ናይ ማሕበረሰብ ከይዲ ኣተላልማ ነቲ ቦርድ ትምህርቲ DPS ቦንድ፣ ሚል ሌቪ

ኦቨርራይድ ወይ ክልቲኦም ክወስድ ኣለዎ ወይ የብሉን ዝብል ምኽሪ ክህብ እዩ እንተኾይኑ

ድማ ቅድሚያ ዝወሃቦም ናይ ኢንቨስትመንት ምንቅስቓሳት ከመይ ገይሮም ኣብ መረፃ ከም

ዝኣትዉ ምኽሪ ክህብ እዩ።

• እቲ ከይዲ ኣተላልማ ካብ ፌብርዋሪ-ማርች 2016 ዝካየድ ኮይኑ ንቦርድ ትምህርቲ ምኽሪ ኣብ

ጁን ክወሃብ እዩ

February March April May June July August September October November

CPAC ምጅማር

CPAC ንቦርድ ትምህርቲ ዝወሃቡ

ምኽርታት

ቦርድ ትምህርቲ ኣብ ቦንድብ

ሚል ሌቪ ኦቨርራይድን መረፃ የካይድ

መረፃ 2016

22

Page 23: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ኮሚቴ መማኽርቲ ማሕበረሰብ ኣተላልማ 2016

መራሕቲ ኮሚቴ መግለፂ እቲ ኮሚቴ፡-

• ካብ 70 ንላዕሊ ኣባላት ካብ ከባቢ

ዴንቨር እዮም

• ካብ ሕድ ሕድ ክልል ዴንቨር

እንተነኣሰ 8 ኣባላት (ኖርዝዌስተ፣

ኖርዝኢስት፣ ፋር ኖርዝኢስት፣

ሳውዝኢስት፣ ሳውዝዌወስት፣

ሴንትራል)

• ጥንኩከር ዓሌታዊ ብዙሕነት (XX of

yy)

• ጥንኩር ውክልና ወለዲ (XX%)

ሩበን ቫልዴደዝ ክሪረስቲኔ ብኔሮ

ኤድየ ኮኤን ብሩስ ሆይት

23

Page 24: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ዳህሰሳ 2016 ሚል ሌቪ

24

Page 25: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ኢንቨሰትመንታት 2016 ሚል ሌቪ ኦቨርራይድ ኣብ ግምት

ምእታው

• ኣብ እዋን ሽብሽብ ምጅማር እቲ CPAC፣ ኣብ መላእ ሓደ ዲስትሪክት

ክህልው ዝኽእል ኢንቨስትመንት ብምርኣይ ጀሚርና

• ዝተፈላላዩ መማረፅታት ንምግምጋም ንርእሰ መምህራን፣ መራሕቲ

ትምህርቲ፣ ላዕለዎት መራሕትን ቦርድናን ኣዛሪብና

• ዘተና ኣብ ዴንቨር ትልሚ 2020 ኢና ገይርና

Page 26: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ዓበይቲ መምህራን

ኣብ ሕድ ሕድ

መምሃሪ ክፍሊ፣

ዓበይቲ መራሕቲ

ኣብ ሕድ ሕድ ቤት

ትምህርቲ፡-

ሞዴላት ፈጠርቲ

መምህራንን መሪሕነት ቤት

ትምህርትን

ተወሳኺ ግዜ ንኣተላልማን

ምትሕብባርን መምህር

ካብ መጀመርታ

ጀሚሩ ኢንቨስት

ምግባር፡-

ከም ሞያዊ ዕቤት

መምህርን ሜላ ኣመሃህራ

ንእሽተይ ጉጅለን ዝበሉ

ድጋፍ ናይ መጀመርታ

ክእለት ምንባብን

ምፅሓፍን

ንኮሌጅን ሞያን

ድልው ምዃን:-

ንናይ ኮሌጅ ትምህርትታት

ምልማድን ሞያዊ ዕድላት

ምርኣይን

ቴተክኖሎጂ መምሃሪ

ክፍሊ 21ይ

ንኩለ መዳይ ህፃን

ምድጋፍ:-

ናይ ተምሃራይ ማሕበረ

ስምዒታዊ ጥዕና ምድጋፍን

ተምሃራይ ምስታፍን

ኣብ ቤት ትምህርቲ

ውሽጢ ዝህልዉ

ምምዕባልን ክረምታዊ

ትምህርትን

ኢንቨስትመንታት ሚል ሽቶታት ዴንቨር ትልሚ 2020 ናይ

ምዕዋት ምንቅስቓስና ከሳልጥዎ እዮም

ኣብ ሕድ ሕድ ከባቢ ዓበይቲ ቤት ትምህርትታት

መሰረት ዓወት ኣብ ቤት

ትምህርቲ

ንኮሌጅን ሞያን ድልው

ምዃን

ንኩለ መዳይ ህፃን ምድጋፍ ነቲ ክፍተት ዕድል ምምላእ

26

Page 27: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

እዙይ ንቤት ትምህርትታት እንታይ ማለት እዩ?

ንናይ ተምሃራይ ግልጋሎታት ማሕበረ

ስምዒታዊ ጥዕና፣ ፕሮግራማት ተሳትፎ

ተምሃራይን ምምዕባላትን ተወሳኺ ፈንድ

ምግባር

ምጭባጥ ሞያዊ ልምድን ትምህርቲ

ኮሌጅን

ዝተመሓየሸ ቴክኖሎጂ መምሃሪ ክፍሊ

ብደንቢ ዝሰልጠኑ መምህራን ክእለት

ምንባብን ምፅሓፍን ECE-3ይ ክፍሊ

ንዝፅገሙ መንበብቲ ምሕጋዝ

ንመሪሕነት መምህርን ምትሕብባርን ቤት

ትምህርትታት ተወሳኺ ፈንድ ምቕራብ

መምህራን ንኽዓብዩ ንምሕጋዝ ስልጠናን

ምትሕብባርን

ዓበይቲ መምህራን

ኣብ ሕድ ሕድ

መምሃሪ ክፍሊ፣

ዓበይቲ መራሕቲ

ኣብ ሕድ ሕድ ቤት

ትምህርቲ

ካብ መጀመርታ

ጀሚሩ ኢንቨስት

ምግባር

ንኮሌጅን ሞያን

ድልው ምዃን

ንኩለ መዳይ ህፃን

ምድጋፍ

ብዙሓት ውፅኢታዊ መምህራንን መራሕትን

ልዑል ምፅናሕ መምህራንን መራሕትን

ቁፅሪ ናይ ሳልሳይ ክፍሊ ወይ ልዕሊኡ ምንባብ

ዝኽእሉ መንበብቲ ተምሃሮ ሳልሳይ ክፍሊ

ብጣዕሚ ምውሳኽ

ምውሳኽ መጠን ተመረቕቲ

ናብ ኮሌጅ ንዝኣትዉ ተምሃሮ ዕዳ ምቕናስ

ንናይ 21 ክፍለ ዘመን ኢኮኖሚ ምድላው

ትፅቢት ዝግበረሎም ውፅኢታት

ንምምሃር ድልው ዝኾኑ ጥዑያት ህፃናት

ተሳትፎን ኣብ መምሃሪ ክፍሊ ዝህሉ ግዘ

ምውሳኽ

ኩለ መዳይ ልምድታት ምምሃር

ዝህሉ ኢንቨስትመንት ሚልነብ

ስወ

ከፍ

ህፃን

ይዕወ

27

Page 28: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

እዙይ ንDPS እንታይ ማለት እዩ?

ነብስወከፍ ህፃን ክዕወት እዩ!

Page 29: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ዝመፁ ኢንቨስትመንታት ሚል ቀደም ምስራዕ፡- ክፋል 1

• ካብቶም ዝተሓሰቡ 4 ቦታታት ኢንቨስትመንት ከመይ ቀደም ትሰርዖም?– ብናሃትካ ኣረኣእያ ኣየናይ እዩ ብጣዕሚ ኣገዳሲ?

– ንምንታይ?

• ዝተወሰነ ሕሰበሉ እሞ ንDPS ግብረመልሲ ዝኸውን ነቲ ሃንዳኣውት ምልኣዮ፡-– $100 ን4 ቦታታት ኢንቨስትመንት ከመይ ከም እተካፍል ሕሰብ

• ን4ቲኦም ብማዕረ ክተካፍሎም ትደሊ?

• ኣብ ሓደ ጥራሕ ኢንቨስት ክትግብር ትደሊ?

• ኣብቶም ቀዳሞት 1 ወይ 2 ዝበዝሕ ኣውዒልካ ንቶም ካልኦት ውሑድ ክትህብ ትደሊ?

29

Page 30: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ዝመፁ ኢንቨስትመንታት ሚል ቀደም ምስራዕ፡- ክፋል 2 ሰደቓ ንጥፈት

• ሕዚ ተመሳሳሊ ንጥፈት ኣብ ክቢ ሰደቓ ክንሰርሕ ኢና።

• ቀደም ስራዕኻ ምስ ኣብ ክቢ ሰደቓኻ ዘለዉ ተዛተ።

– ኩሉኹም ተመሳሳሊ ቀደም ምስራዕ ገይርኩም? ዝተፈላለየ?

– ንምታይ

• ሕድ ሕድ ሰደቓ ብሓባር ብምዃን ኣብ ሰደቐኦም

ዘስፈርዎም 10 ነጥብታት ከመይ ከም “ዘውፅእዎ”ክውስኑ እዮም።

― ኩሎም ኣብ ሓደ ቦታ ኢንስት ክትገብርዎም ትደልዩ? ወይ ኣብ

ብዙሓት ቦታታት ክትብትንዎ ትደልዩ?

• ድልዋት ክትኮኑ ከለኹም ካብ ነብስወከፍ ሰደቓ ሓደ

ተወካሊ ናብ መድረኽ ብምውፃእ እቲ ሰደቓ ብዝወሰኖ

ከመይ “ኢንቨስት” ከም ዝገብር ከርኢ እዩ።30

Page 31: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

መጠቓለልን ምክፋልን

31

Page 32: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

CPAC ናይ 2016 ቦንድን ሚል

ሌቪን ግዜ ገደብ

32

Page 33: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ከመይ ክሳተፉ ይኽእል

1. ኩሎም ኣኼባታት ኣተላልማ ንህዝቢ ክፍቲ እዮም ብምዃኑ ከዓ ህዝቢ ርኢቶ

ዝህበሎም ዕድላት ኣለዉ። ቐፃሊ ኣኼባና ሰኑይ ፌብርዋሪ 25 ሰዓት 5 ድሕሪ

ቀትሪ ኣብ ባየርስ ኤለመንተሪ (150 S Pearl Denver 80209) ክካየድ እዩ

2. ናይ ኮሚቴ ኣባላት ዝርዝር ኣብ bond.dpsk12.org ተለጢፉ ኣሎ። በይዛኻ ኣብ

ማሕበረሰብካ ዘለዉ ኣባላት ኮሚቴ ርኸብ እሞ ቀደም ስራዕኻ ኣካፍል

3. ብተወሳኺ ናብ [email protected] ኢሜይል ብምልኣኽ ሓሳባትካ ነቲ ኮሚቴ

ክተካፍል ትኽእል ኢኻ

33

Page 34: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ቀፀልቲ ብርክታት

• ሃንዳኣውት ቀፀልቲ ብርክታት

• ድሕሪ ፎረም EAL DAC

• ገምጋም

• በይዛኻ ነቲ መዳመፂ መልሶ!

Page 35: 11790 3 2-25 Superintendent - Denver Public Schoolsface.dpsk12.org/.../09/11790_3_2-25-Superintendent_TI.pdfራኢ ክፍልን ምሩቕን መሪሕነት መምህር 2016 ቦንድን

ቀፃሊ ፎረም ወለዲ ሱፐርኢንተንደንት

ሰሉስ፣ ኤፕሪል 12

ኣርእስቲ፡- ማዕርነትን ኣካቶን

ቦታ፡- PPA ማእኸል ኩነት

2105 Decatur Street, Denver